ልኡኻት ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ መቐለ

ልኡኻት ሃገራት ኣሜሪካ ፣እንግሊዝ ፣ጣልያን ፣ጀርመን ፣ዴንማርክ ፣ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ምስ ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ንምዝታይ ሎሚ 4 ለካቲት 2017 ዓ/ም መቐለ ኣትዮም።

እቶም ልኡዃት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ብፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣቀባበላ ተገይሩሎም።

እቶም ልኡኻት ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ፣ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣብ ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ክዝትዮ ትፅቢት ይግበር ክብል ትግራይ ቴሌቪዥን ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *