ትራምፕ ቃለ መሓላ ፈፂሞም

ትራምፕ ቃለ መሐላ እንትፍፅሙ ንአመሪካ ዘለዎም ቀፃሊ ትልሚ ተዛሪቦም።

“ልኣላውነትና መሊስና ክነኽብር ኢና። ድሕንነትና ዝተሓለወ ክኾን እዩ። ፍትሒ ክረጋገፅ እዩ ።” ኢሎም እዮም።

ፕሬዝዳንት ትራምፕ “ቀንዲ ዕላማና ኩርዕ ሃገር ምህናፅ እዩ። ኩሩዕ፣ ነፃን ዝዓበየትን” ክብሉ ወሲኾም ተዛሪቦም።

ንካልኣይ ግዘ በትረ ስልጣኖም ዝጨበጡ ፕሬዝዳንት ኣመሪካ ትራምፕ “ኣመሪካ ትቕደም” ብምባል ይፍለጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *