ካብ ናይ ትማሊ ቃለመሕተት ጌታቸው ናይ ሎሚ መግለፂ ፤ ካብ ናይ ጌታቸው ክልተ መዓልቲ ናይ ሰራዊት ክልተ ሰሙን

ካብ ናይ ትማሊ ቃለመሕተት ጌታቸው ረዳ ናይ ሎሚ መግለፂ ጌታቸው ረዳ ይጥንክር ግን ድማ ካብ ናይ ጌታቸው መፅብዓ”ክልተ መዓልቲ ተፀበዩኒ” ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ኣብ “ክልተ ሰሙን” ሰሙን ክፍፅምዎ ዝተለምዎ ይጥንክር።

ዝኾነ ኮይኑ ክልተ መዓልቲ ኮነ ክልተ ሰሙን ካብ ዝፀናሕናዮ ክልተ ደም ዘፋስስ ኲናት ይኹን ክልተ ዓመት ደውታን ዕንይንይን ኣንበዝሕን።

እቲ ዝኸውን ክንርእይ ኢና። ጥራሕ ሰላምና ኣይትሃውኹና። ፀገምና ኣይተጋድድዎ። ይኣኽለና። ናብ መረበትና መሉሱና።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *