ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ፅዕንቶ ፈጣሪ ዓለምና – Time መፅሄት

Time መፅሄት ናይ ዓለምና ፍሉጣት 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ስም ዝርዝር ኣውፂኡ እዩ።

ኣብቲ እቲ መፅሄት ካብ ዝዘርዘሮም ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዓለምና ሓደ ዶክተር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም እዮም።

ኣብቲ ስም ዶክተር ቴዎድሮስ እኒ ፕሬዝደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ኤለን መስክን ይርከብዎም እዮም።

ካልእ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴዎድሮስ ስም ኣብ ዝሰፈረሉ ናይዚ ዓመት 100 ብሉፃት ፅልዋ ፈጠርቲ ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ ኬር ስታርመር እውን ይርከብ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *