ባንኪ ወጋገን ግልጋሎት ሞባይል ዋሌት ወጋገን ኢ-ብር ብዕሊ ጀሚሩ።

ባንኪ ወጋገን ግልጋሎት ሞባይል ዋሌት ወጋገን ኢ-ብር ብዕሊ ጀሚሩ።

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ሎሚ ዕለት 06 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምጅማር ግልጋሎት ሞባይል ዋሌት ወጋገን ኢ-ብር ፣ ብጀኖሳይዳዊ ኵናት ዝተሃሰየ ዘፈር ቁጠባ ትግራይ ንምንቕቓሕን ዳግመ ህንፀት ንምስላጥን ዘመናዊን ስልጡን ግልጋሎት ባንኪ ተበፃሒ ምግባር ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *