ኣሚጎስ ልቓሕን ዕቋርን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ሽረ እንዳስላሰ

ኣሚጎስ ልቓሕን ዕቋርን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ስራሕ ጀሚሩ

ኣሚጎስ ልቓሖን ዕቋርን ማሕበር ኣብዚ መዚ ሰዓት ልዕሊ 3 ቢልዮን ብር ሃፍቲ ዘለዎ እዩ።

ኣስታት 10,000 ኣባላት ዘለዎ እንትኾን ንልዕሊ 4,000 ኣባላት ልዕሊ 5 ቢልዮን ልቓሕ ሂቡ እዩ።

ዝበለፀ ኣትራፋይ ንምዃን ኣብ ሽድሽተ ዝተመረፁን ኣትረፍትን ባንክታት ሼር( ኣክስዮን) ኣለዎ።

እዚ ኣብ 2005 ዓ/ም ዝተጣየሸ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ልቓሕን ዕቋርን ኣሚጎስ ሎሚ 06 ጥሪ 2017 ዓ/ም ብዕሊ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ቅርንጫፍ ከፊቱ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *