NewsPoleticsበዓል ለካቲት ኣብ ጀርመን Hadush Neger8 months ago8 months ago01 mins መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዮ ልደት ውድብና ህወሓትን ምጅማር ዝተወደበ ብሄራዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን በዓል 11 ለካቲት ኣብ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ብድምቀት ተኸቢሩ።ኣብቲ ኣከባብራ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ውድብና ህወሓት ፕሮፌሰር ክንፈ ኣብርሃ ብዙም zoom ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።ሓምሳ ዓመት ኣብ ቃልሲ፣ ፅንዓትን ዓወትን! Post navigation Previous: ኔዘርላንድ ኣብ ጎድኒ ትግራይNext: ልኡኻት ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ መቐለ Leave a Reply Cancel replyYour email address will not be published. Required fields are marked *Comment * Name * Email * Website Save my name, email, and website in this browser for the next time I comment.