ተዓዋቲት ስኬት ንጉስ ተዓፊና

ትግራወይቲ ቲክቶከር ወይዘሪት ስኬት ንጉስ ብደረጃ ሃገር ኣብ ዝተሰላሰለ ሽልማት TikTok Creative Award 2024 ተዓዋቲት ኮይና። ቲክቶከር ስኬት ንጉስ ኣፍቲ 19 ታሕሳስ 2017 ኣ/ግ ብደረጃ ሃገር ዝተኻየደ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ሽልማት Tiktok Creative Award 2024 ብዘፈር ዓውዲ “Best Emerging tiktoker” ‘ያ ተዓዋቲት ኮይና ዘላ። ሽልማታ ምስተቐበለት ኣብ ዘስመዐቶ ዘረባ ካፍቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ቁሉዕ ወራር ካብ…

Read More

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት እጃሙ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ

ፕሮግራም ሴፍቲኔት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ እጃሙ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡ መተሓባበሪ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ውሕስና ምግቢን ኣይተ መሓሪ ሕሸ ቀንዲ ጠመተ እቲ ፕሮግራም ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ከም ስራሕቲ ልምዓት ዕቃባ ሓመድን ማይን ኣብ ዝበሉ ልምዓት ሕብረተሰብ ዝንቀሳቐሱሉ ሓገዝ ብምግባር ውሕስና ምግቢ ከረጋግፁ ምግባር ኢዩ ኢሎም ፡፡ ኣብዚ ዓመት ከም…

Read More

ዋዕላ ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ

ሓዱሽ ነገር (18 ታሕሳስ 2017) ሃገርለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ “ዳኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ “ብዝብል መራሒ ሓሳብ ልዕሊ 300 መንቀሳቐስቲ ዳኣንት ፣ ቴክኖሎጂ መባዝሕቲ ቲቪቲ ኮለጃት፣ ናይ ቢዝነስ ሓሳብ መሃዝቲ መናእሰይ ፣ ካብ ማእኸል ሃገርን ክልል ዝመፁ ዝተፈላለዩ ኣፍረይትን መከፋፈልትን ትካላት ዝሳተፍሉ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኢኮኖሚ ትግራይ ንምብራኽ ፣ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብፍትሓዊ ዋጋ…

Read More

ፃውዒት ህወሓት ወፍሪ “እምቢታ”

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) “ጉጅለ ብሄራዊ ክሕደት ኢላ ትፅውዖ” ጉጅለ ስልጣን ህዝቢ ብዘይኣግባብ ንምምንጣል ኩሉ ዓይነት ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይፍፅም ከምዘሎ ደጋጊማ ገሊፀ እያ። ምክትል ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ኣይተ ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ መናእሰይ ኣመያይጡ እዩ። ነቲ መድረኽ መሪሑ ዘመያየጠ ኣይተ ኣማኑኤል ህዝብና ልኣላዊ ዋንነት ስልጣኑ ብዝንዕቑን ዘነኣእሱን…

Read More

“ብሰንኺ ሕፅረት ምግብን መድሓኒትን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቕና” ተመዛበልቲ

ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣዕቂቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብሰንኺ ሕፅረት ምግብን መድሓኒትን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቆም ይርከቡ ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ሰለስተ ህፃናት ሓዊሱ 62 ተመዛበልቲ ወገናት ንሞት ከምዝተቓልዑ ንደውት ሓቢሮም ። ኣብ ማእኸል መዕቆቢ 2ይ ብርኺ ቤት ትምህርቲ ንግሰተ ሳባ ቀፁሪ 1 ዝርከቡ ተመዛበልቲ ንድወት ከምዝገለፅሉ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ፎቆድኡ…

Read More

ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ደብዳብ ነፈርቲ ድሒኖም

እሱራት ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንክፍትሑ ንምዝርራብን ኩነታት ጥዕናን ሰብኣውነትን ንምግምጋምን ናብ የመን ዝገሹ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ደብዳብ ነፈርቲ ድሒኖም ። ዶክተር ቴድሮስ ነቲ ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘካፈልዎ ሓበሬታ፣ ሎሚ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝነበርሉ ቕፅበት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ዝተኻየደ ፅዑቕ ደብዳብ ነፋሪት ከምዝደሓኑ ሓቢሮም ።…

Read More

በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ተሸሊሙ

ብኣንቴክስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ ብብርኪ ሃገር ብዘፈር ኢኮኖሚ( ፈጠራ ስራሕ ዕድልን ኣስተዋጽኦ ማህበራዊ ድጋፋትን) መንእሰይ በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ምስ ካልኦት ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ሕፁያት ተነሓናሕቲ ምንባሮም ይፍለጥ። ሎሚ ሓሙስ ኣብ ኣደራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ መድረኽ በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ተሸላሚ ሰርቲፊከትን ዋንጫን ብምዃን ብብርኪ ሃገር ንኩለመዳይ ስራሕቱን ማሕበራዊ ኣስተዋፅኦን ኣፍልጦ ተዋሂቦም ።

Read More

የትግራይ ክልል ሠራተኞች በጦርነቱ ምክንያት ለ16 ወራት ያልተከፈላቸው ደመወዝ እንዲከፈላቸው ያቀረቡት ጥያቄ ታገደ

በትግራይ ክልል የሚገኙ ሠራተኞች በጦርነቱ ወቅት ያልተከፈላቸውን የ16 ወራት ደመወዝ እንዲከፈላቸው ያቀረቡትን ጥያቄ፣ የክልሉ ጊዜያዊ አስተዳደር ባወጣው ደንብ እንደታገደባቸው የክልሉ ሠራተኞች ማኅበር ተወካይ ገለጹ፡ የኢትዮጵያ ሠራተኞች ማኅበራት ኮንፌዴሬሽን ሰሞኑን ባካሄደው መደበኛ ጉባዔ ላይ የትግራይ ክልልን ሠራተኞች በመወከል የተገኙት የማኅበሩ ተሳታፊዎች፣ በዚህ ምክንያት በክልሉ የሚገኙ ሠራተኞች በከፍተኛ ችግር ላይ ስለመሆናቸውም ገልጸዋል፡፡ በተለይ በጦርነቱ ወቅት ያልተከፈላቸውን የ16…

Read More

ንዛተ

ካብ ሓይልታት ፅንተት ኢድ ወፃእ ዝርከቡ ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) መድረኽ እምቢታ መንእሰይን ደቂ ኣንስትዮን እናሳለጠት እያ። ብዛዕባ እቲ መድረኽ “እምቢታ” ዘለኩም ርኢቶ ኣብ ርእይቶ መፅሐፊ ኣካፍሉና።

Read More