ነበርቲ ፀለምቲ ደጊሞም ይመዛበሉ ኣለው

ውዕሊ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ተጣሒሱ ዕጡቓት ምልሻ ኣምሓራ ብሓይሊ ንገለ ክፋል ፀለምቲ ከምዝተቆፃፀሩን ነበርቲ ተመሊሶም ይመዛበሉ ከምዘለው ተገሊፁ። ብሰንኪ ጆኖሳይድ ኩናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ተጋሩ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ደዋላ እኳ ናብ መረበቶም እንተተመለሱ ዘተኣማምን ደሕንነትን ሰላምን ከምዘይረኸቡ እናገለፁ ፀኒሖም እዮም። እቶም ተጋሩ ብተደጋጋሚ መንግስቲ ብመሰረት እቲ ውዕሊ ውሑስ ከለላ ሰላም ኣይገበረልናን እግሪ መትኸሊ ኣይሃበናን ኢሎም…

Read More

ውላድ ነፍስሄር ኣትሌት ሙሩፅ ይፍጠር ዝኾነ ቢንያም ሙሩፅ ይፍጠር ልዑል ድምፂ ብምርካብ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮይኑ ተመሪፁ።

ቢንያም ሙሩፅ ይፍጠር ኣፍቲ ሎምዓንቲ ዝተሰላሰለ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ንፈፃሚ ስራሕ እቲ ፌደሬሽን ካብ ሞንጎ ዝተነሓንሑ ኣካላት እቲ ዝለዓለ ድምፂ ብምርካብ’ዩ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኮይኑ ተሓርዩ። ንፕረዚዳንትነት እቲ ፌደሬሽን ዝተነሓነሐ ኣትሌት ገ/ሔር ገ/ማርያም ሑፁይ ኮይኑ ቀሪቡ’ኳ እንተነበረ ኣይቀንዖን። ኣትሌት ስለሺ ስሂን ፕረዚደንት ኮይኑ ተሓርዩ። እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ኣብ ሃገረ ፓሪስ ኣብ ዝተሰላሰለ…

Read More

ነበርቲ ፀለምቲ ደጊሞም ይመዛበሉ ኣለው!

ውዕሊ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ተጋሂሱ ዕጡቓት ምልሻ ኣምሓራ ብሓይሊ ንገለ ክፋል ፀለምቲ ከምዝተቆፃፀሩን ነበርቲ ተመሊሶም ይመዛበሉ ከምዘለው ተገሊፁ። ብሰንኪ ጆኖሳይድ ኩናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ተጋሩ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ደዋላ እኳ ናብ መረበቶም እንተተመለሱ ዘተኣማምን ደሕንነትን ሰላምን ከምዘይረኸቡ እናገለፁ ፀኒሖም እዮም። እቶም ተጋሩ ብተደጋጋሚ መንግስቲ ብመሰረት እቲ ውዕሊ ውሑስ ከለላ ሰላም ኣይገበረልናን እግሪ መትኸሊ ኣይሃበናን ኢሎም…

Read More

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብናይ ባዕሉ ውሽጣው እቶት ዘህንፆም ዘሎ ልዕሊ 14 ኪሎ ሜትር መንገዲ ኣስፋልት ናብ ምዝዛም ምዕራፍ ከምዝተቓረቡ ተገሊፁ።

እቲ ምምሕዳር ካብ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም ኣብ ኣርባዕተ ክፍለ ከተማታት ቀዳማይ ወያነ፣ ኵሓ፣ ዓይደርን ሓወልቲን ዘስረሖም ዘሎ መንገድታት ኣስፋልት ብፅሬትን ቅልጣፈን ብዝሓሸ መልክዑ ህንፀቶም እናተሳለጠ ከምዝርከብ ምክትል ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ ሎሚ 16 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝተኻየደ ዑደት ኣብሪሆም። እቶም ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዕብየት እታ ከተማ ኣብ ግምት ብምእታው…

Read More

ተቃውሞ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ

ጀት ዩኒቨርሲቲታት ብዘመዝገበኦ ውፅኢት መጠን ክምደብ እዩ ንዩኒቨርሲቲታት ዝምደብ በጀት ብልክዕ መጠን ዘመዝገበኦ ውፅኢት ከምዝኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኣከብቲ ቦርድ ዩኒቨርሲቲታት ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲን ፕሬዚዳንታት ዩኒቨርሲቲን ተፈራሪሞምዎ፡፡ እቶም ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብቲ እዋን፥ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ መሰረቱ ንምልዋጥ…

Read More

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ጎልጎል ራያ ኣብ ኢድ ኢንቨስተራት ዘሎ መሬት መብዛሕትኡ ክለምዕ ብዘይምኽኣሉ ጠንቂ ሰናይ ምምሕዳር ይኸውን ምህላዉ ተገሊፁ ።

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ጎልጎል ራያ ወረዳታት ራያ ዓዘቦን ራያ ጨርጨርን ንኢንቨቲመንት ሕርሻ ክውዕል ተባህሉ ንኢንቨስተራት ካብ ዝተወሃበ መሬት መብዛሕቲኡ ክለምዕ ዘይምኽኣሉን እቲ ዝለምዕ ዘሎ እውን በቲ ውዕሊ መሰረት ብዘይምልመዖምን ካብኡ ክርከብ ዝግበኦ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ካብ ምስኣን ብተወሳኺ ጠንቂ ሰናይምምሕዳር እተን ወረዳታት ይኸውን ምህላዉ ኣመራርሓ እተን ወረዳታት ገሊፆም ። እቶም ኣመራርሓ እዚ ዝገለፁ 13 ታሕሳስ…

Read More