የትግራይ ክልል ሠራተኞች በጦርነቱ ምክንያት ለ16 ወራት ያልተከፈላቸው ደመወዝ እንዲከፈላቸው ያቀረቡት ጥያቄ ታገደ

በትግራይ ክልል የሚገኙ ሠራተኞች በጦርነቱ ወቅት ያልተከፈላቸውን የ16 ወራት ደመወዝ እንዲከፈላቸው ያቀረቡትን ጥያቄ፣ የክልሉ ጊዜያዊ አስተዳደር ባወጣው ደንብ እንደታገደባቸው የክልሉ ሠራተኞች ማኅበር ተወካይ ገለጹ፡ የኢትዮጵያ ሠራተኞች ማኅበራት ኮንፌዴሬሽን ሰሞኑን ባካሄደው መደበኛ ጉባዔ ላይ የትግራይ ክልልን ሠራተኞች በመወከል የተገኙት የማኅበሩ ተሳታፊዎች፣ በዚህ ምክንያት በክልሉ የሚገኙ ሠራተኞች በከፍተኛ ችግር ላይ ስለመሆናቸውም ገልጸዋል፡፡ በተለይ በጦርነቱ ወቅት ያልተከፈላቸውን የ16…

Read More

ንዛተ

ካብ ሓይልታት ፅንተት ኢድ ወፃእ ዝርከቡ ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) መድረኽ እምቢታ መንእሰይን ደቂ ኣንስትዮን እናሳለጠት እያ። ብዛዕባ እቲ መድረኽ “እምቢታ” ዘለኩም ርኢቶ ኣብ ርእይቶ መፅሐፊ ኣካፍሉና።

Read More

ነበርቲ ፀለምቲ ደጊሞም ይመዛበሉ ኣለው

ውዕሊ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ተጣሒሱ ዕጡቓት ምልሻ ኣምሓራ ብሓይሊ ንገለ ክፋል ፀለምቲ ከምዝተቆፃፀሩን ነበርቲ ተመሊሶም ይመዛበሉ ከምዘለው ተገሊፁ። ብሰንኪ ጆኖሳይድ ኩናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ተጋሩ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ደዋላ እኳ ናብ መረበቶም እንተተመለሱ ዘተኣማምን ደሕንነትን ሰላምን ከምዘይረኸቡ እናገለፁ ፀኒሖም እዮም። እቶም ተጋሩ ብተደጋጋሚ መንግስቲ ብመሰረት እቲ ውዕሊ ውሑስ ከለላ ሰላም ኣይገበረልናን እግሪ መትኸሊ ኣይሃበናን ኢሎም…

Read More

ሓደጋ ሃለዋት ሰራዊት ትግራይ እንታይ እዩ? መፍትሒኡ ኸ?

[10:53 AM, 12/25/2024] Addisalem: ኣብ ከተማ መቐለ ጥቃ ሆቴል ፕላኔት ካብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግሳይ (ደጀን) ከምኡ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝመፁ ክልተ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ኣጀብቲ ዶክተር ደብረፅዮንን ኣይተ ጌታቸውን ሃንደበት ተራኺቦም። ሰላም ተለዋዊጦም ብደዎም እናዋግዑ ረኣኹ። ትሕዝቶ ወግዖም እንታይ ከምዝኾነ ኣይፈለጥኹን። ግን ስምዒቶም ይለዋወጥ ነበረ። ሓንሳብ ይሞቕ…

Read More