ንዛተ

ካብ ሓይልታት ፅንተት ኢድ ወፃእ ዝርከቡ ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) መድረኽ እምቢታ መንእሰይን ደቂ ኣንስትዮን እናሳለጠት እያ። ብዛዕባ እቲ መድረኽ “እምቢታ” ዘለኩም ርኢቶ ኣብ ርእይቶ መፅሐፊ ኣካፍሉና።

Read More

መበል 267 ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን

ሓድሽ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ተሰይሞም ። ኣመሪካዊ ካርዲናል ሮበርት ፕሪቮስት ሓድሽ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዓለም ኮይኖም ተመሪፆም። ካብ ቤተ ፀሎት ሲስቲን ዝርከብ መውፅኢ ትኪ ፃዕዳ ትኪ ድሕሪ ምውፅኡ ዝተመረፁ ጳጳስ ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት እዚ ኣብ መበል 88 ዓመቶም ዝዓረፉ ኣቡነ ፍራንሲስ ዝትክእ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ከምዝተመርፀ ንዓለም ተበሲሩ ኣሎ። እቶም ሓድሽ መራሒ እታ ቤተክርስትያን ‘ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ሊዮ’ ዝብል…

Read More

ልኡኻት ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ መቐለ

ልኡኻት ሃገራት ኣሜሪካ ፣እንግሊዝ ፣ጣልያን ፣ጀርመን ፣ዴንማርክ ፣ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ምስ ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ንምዝታይ ሎሚ 4 ለካቲት 2017 ዓ/ም መቐለ ኣትዮም። እቶም ልኡዃት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ብፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣቀባበላ ተገይሩሎም። እቶም ልኡኻት ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ፣ህልዊ ኩነታት ትግራይን ኣብ…

Read More

ተቃውሞ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ

ጀት ዩኒቨርሲቲታት ብዘመዝገበኦ ውፅኢት መጠን ክምደብ እዩ ንዩኒቨርሲቲታት ዝምደብ በጀት ብልክዕ መጠን ዘመዝገበኦ ውፅኢት ከምዝኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኣከብቲ ቦርድ ዩኒቨርሲቲታት ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲን ፕሬዚዳንታት ዩኒቨርሲቲን ተፈራሪሞምዎ፡፡ እቶም ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብቲ እዋን፥ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ መሰረቱ ንምልዋጥ…

Read More