
ዋዕላ ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ
ሓዱሽ ነገር (18 ታሕሳስ 2017) ሃገርለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ “ዳኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ “ብዝብል መራሒ ሓሳብ ልዕሊ 300 መንቀሳቐስቲ ዳኣንት ፣ ቴክኖሎጂ መባዝሕቲ ቲቪቲ ኮለጃት፣ ናይ ቢዝነስ ሓሳብ መሃዝቲ መናእሰይ ፣ ካብ ማእኸል ሃገርን ክልል ዝመፁ ዝተፈላለዩ ኣፍረይትን መከፋፈልትን ትካላት ዝሳተፍሉ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኢኮኖሚ ትግራይ ንምብራኽ ፣ዝተፈላለዩ ምህርቲ ብፍትሓዊ ዋጋ…