
ሕፅረት ነዳዲ ትግራይ
ኣብ ትግራይ ንዘሎ ጠለብ ነዳዲ ዝምጥን ቀረብ ክኣቱ ዘይምኽኣሉ ስዒቡ ፡ ሕፅረት ነዳዲ ከምዘጋጠመ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ ። ናይ ኢንዳስትሪ፣ መሰረተ ልምዓት፣ ዝመሳሰሉ ዝውሃብ ዝነበረ ኣገልግሎት ነዳዲ ደው ከምዝበለ እውን ተገሊፁ። ሓላፊ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣይተ ገብረመሰቀል ታረቀ ሕፅረት ነዳዲን ፅዕንቶ ምሕደርኡን ዝምልከት ንመራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ሂቦም ኣለዉ ። ኣብ 2012 ዓ/ም…